ሸግር ምስ ጎረባብትኻ ? ናይ ጎረትቤት ሸምጋሎ!

ብናይ ጎርቤትካ ሸግር ሕጉስ ኮይንካ ኣብ ትንበረሉ ቦታ ብጣዕሚ ከባሳጭውካ ይክእል እዩ:: ሐደ ሐደ ግዜ ሰባት ምስ ጎርባብቶም ይገራጨዉ,ንአብንት እንድሕር ዓውታ ድምጺ ናይ ሙዚቃ, ከልቢ አንተንቢሑ ወይ ደማ ጽርየተ እንተዘየለ:: ንነሕድሕደኩም ተዛራርቡ። እንድሕር ባዕልካ ክትዛርብ ዘይትክእል እንተኮይንካ ናይ ከባቢካ ሽምጋላይ ክትድውለሉ ትክእል ኢካ::

ንሕና ሕጉሳት ኢና ከንሕግዝኩም. ዕላማ ናይ ትካልና ጎሮባብቲ ጽጥተኦም አውሒሶም ርጉእ ህይወት ክነብሩ እዩ። አዝዮም ሙኩራት በዚ ዓውዲ ዝነጥፉን ልዑል ስልጠና ዘለዎም ሕግን ስርዓትን ዝፈልጡ ሰለ ዝኮኑ ውጽኢት ጉዳያትኩም ፍታሕ ክትረክብሉ ትክእሉ ኢኩም ።

ከምዚ ንገብር ።

ዘሸገረካ ንክትመልክት ናብቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ትድውል ። እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ቆጸራ የግብርሉካ ናብ ገዛካ ከምጹ ። እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ እኩል ግዜ ወሲዶም አቲ ትህቦ ታሪክ ይስምዑካ ። ብድሕሪኡ ድማ ናብ ጎርቤትንክይድ ብወገኖም ዘሎ ታሪክ ድማ ንስምዖም ። ጎረባብትኩም ከዛራርብኩም አንተ ደልዮም፣ እቶም ናይ ጎርቤትሸምጋሎ ናይ ዘርርብ ባይታ የዳሉ ።

አዚ ሐበራዊ ኣኼባ ድማ ኣብ ማእክል መራኽቢ ቦታ ወይ ድማ ኣብ ካልእ ይካይድ ። ብናትና ሐገዝ ድማ ብሐባር ኮይንኩም ነገራት ትዛራርቡሉን ጸቡቅ ወዕል ትግብሩ ። እቶም ሸምጋሎ ይሕግዙካ ንክትዛራርብ ,ንሳቶም ናይ ወልሐደ ጽግእትኛን ምድላዉን የብሎመን፣ ናይ ሚስጥር ምዕቃብ ግዴታ ኣለዎም ። አቲ ናይ ሽምግልና ኣኼባ ምስ ተኻይደ ድሕሪ ቁሩብ ስሙናት፣ ን ከልቲኡ ጎሮባብቲ ደዊልና ኣብቲ ዝተግብረ ውዕል ከመይ ከምዝሎ ንስምዕ ። አንድሕር ጽቡቅ ዘይከደ፣ ትዕዝብተና ካልእ ትኸእሉ አንትሎ ንፍትሽ ምእንቲ ክልቲኻ ብስላም ክትንብር ።

ናይ ጎረቤት ሸምጋሎ ካብ ከፍሊት ንጻ እዩ ።

ብዚ ዝስዕብ ድማ ንርክብ ኢሜል

ተሌፎን አብ ናይ ሰራሕ ስዓታት ካብ 09.00 ሰጋብ 17.00 ብ 0485-700 500 ንትውሳኪ ሐበሬታ

Download this text in a Word Document